エピソードの概要
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (25 ሕዳር 2026) * ሰልፊ ግሪንስ ኣውስትራልያ መንግስቲ ዘቕረቦ እማመ ዲጂታላዊ ግዴታ ሓልዮት (Duty of Care) ደጊፉ፣ * ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣውስትራልያ ንግሎባዊ ኩነታት ጸጥታ ኣብ ዝምልከት መጠንቀቕታ ሂባ፣ * ቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ ብዘይ ረፈረንደም ናብ ሕብረት ኤውሮጳ ክምለስ መደብ ኣለዎ ዝብሉ ዘይተረጋገጹ ወረታት ነጺግዎም፣ #sbsaudiopodcast
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (25 ሕዳር 2026) * ሰልፊ ግሪንስ ኣውስትራልያ መንግስቲ ዘቕረቦ እማመ ዲጂታላዊ ግዴታ ሓልዮት (Duty of Care) ደጊፉ፣ * ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣውስትራልያ ንግሎባዊ ኩነታት ጸጥታ ኣብ ዝምልከት መጠንቀቕታ ሂባ፣ * ቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ ብዘይ ረፈረንደም ናብ ሕብረት ኤውሮጳ ክምለስ መደብ ኣለዎ ዝብሉ ዘይተረጋገጹ ወረታት ነጺግዎም፣ #sbsaudiopodcast
エピソード
ዕለታዊ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (25 ሕዳር 2026)
再生済みዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (25 ሕዳር 2026) * ሰልፊ ግሪንስ ኣውስትራልያ መንግስቲ ዘቕረቦ እማመ ዲጂታላዊ ግዴታ ሓልዮት (Duty of Care) ደጊፉ፣ * ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣውስትራልያ ንግሎባዊ ኩነታት ጸጥታ ኣብ ዝምልከት መጠንቀቕታ ሂባ፣ * ቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ ብዘይ ረፈረንደም ናብ ሕብረት ኤውሮጳ ክምለስ መደብ ኣለዎ ዝብሉ ዘይተረጋገጹ ወረታት ነጺግዎም፣ #sbsaudiopodcast
What is TAFE and is it right for your career in Australia? - Australia Explained: TAFE እንታይ እዩ፧ ንሞያዊ ስራሕኩም ኣብ ኣውስትራልያ ዝኸውን ድዩ፧
再生済みThinking about studying, improving your English, changing careers or having your overseas qualifications recognised in Australia? Technical and Further Education (TAFE) offers practical, industry-focused training designed to help people gain skills, qualifications and employment opportunities. Find out what TAFE is and how it differs from university so you can choose a career pathway that suits you. - ክትመሃሩ፣ ክእለት ቋንቋ እንግሊዝኩም ከተመሓይሹ፣ ሞያዊ ስራሕኩም ክትቅይሩ ወይ ሒዝኩሞ ዝመጻኹም ናይ ደገ ምስክር ወረቐት ኣብ ኣውስትራልያ ክፍለጠልኩም ትሓስቡ ኣለኹም ዲኹም፧ ቴክኒካውን ተወሳኺ ትምህርትን (Technical and Further Education (TAFE)) ንሰባት ክእለታት፣ ሞያዊ ብቕዓት (qualifications) ን ዕድላት ስራሕ ከጥርዩ ዝሕግዝ ግብራዊ፣ ኣብ ኢንዱስትሪ-ዘተኮረ ስልጠና የቕርብ። ንዓኹም ዝምችኣኩምን ትመርጽዎን ጉዕዞ ሞያ ክትመርጹ መታን ክትክእሉ TAFE እንታይ'ዩን ካብ ዩኒቨርሲቲ ከመይ ይፍለን ፍለጡ። View this episode article: https://sbs.com.au/language/english/en/podcast-episode/what-is-tafe-and-is-it-right-for-your-career-in-australia/osehgpln3 #sbsaudiopodcast #AustraliaExplained - View this episode article:…
ኤንቪዲያ ንጀንሰን ሁዋንግ ናብ ሓላፍነቱ ድሕሪ ምምላሱ ዋጋ ብርክታቱ ብናህሪ ወሲኹ - ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (24 ሕዳር 2026)
再生済みዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (24 ሕዳር 2026) * ንምምላስ ዋና ኣካያዲ ስራሕ ኤንቪዲያ ናብ ናይ ቀደም ሓላፍነቱ ተኸቲሉ ብርክታት’ቲ ኩባንያ ዋግኦም ብናህሪ ወሲኹ፣ * ቅልውላው ገዛ ኽራይ ኣውስትራልያ ሓድሽ ቁጽሪ ብምምዝጋብ ንታሕቲ ኣንቆልቂሉ፣ * ብወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክረይን ተበጊሱ ክሳብ ሕጂ ዘየቋረጸ ዘሎ ግጭት ኪንዮ ኤውሮጳ ናይ ምስፋሕ ሓደጋ ፈጢሩ፣ #sbsaudiopodcast
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፈነወ ኤስቢኤስ ትግርኛ (23 ሕዳር 2026)
再生済みዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ: * እቲ ናይ’ዚ ዓመት ዋዕላ ክሊማ ኮፕ31 ኣብ መደባት ምንካይ ተጠቃምነት ነዳዲ ቅሪተ ኣካላት (ፎሲል ፊውል) ናይ መወዳእታ ስምምዕ ገና ስለዘይበጽሐ ተወሳኺ መዓልታት ቀዳመ ሰንበት ክሰርሕ ተገዲዱ፣ * COP31 ኣብ ምስግጋር ጸዓት ብዘይ ስምምዕ ይውዳእ... * መንግስቲ ኣብ ናይ መወዳእታ ባይቶ ዝጋበኣሉ ሰሙን ናይ’ዚ ዓመት ሕጊ ከውጽእ ጸቕጢ ወሲኹ * ሓድሽ ኣሰልጣኒ ማንቸስተር ዩናይትድ ኣርጀንቲናዊ ሞውሪሲዮ ፖቸቲኖ ኣብ ቀዳማይ ግጥሙ ከቢድ ስዕረት ብሊቨርፑል ኣጋጢምዎ! ጸብጻባት ልኡኽና፥ * ልኡኽ ኤርትራ፡ ኣብ ኣኼባ ፓርላማ ውድብ ሃገራት ኣፍሪቃ፡ ካሪብያንን ፓስፊክን ተሳቲፉ፣ * ኣብ ብዙሓት ከባቢታት ትግራይ ምኽፋል መሃያ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ኣይተጀመረን ተባሂሉ፣ * ግብጺ፡ ሱዳንን ኤርትራን ኣብ ድሕነት ቀይሕ ባሕሪን ርግኣት ቀርኒ ኣፍሪቃን ተመያይጠን፣ * እንግሊዝ ዜጋታታ ናብ ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ካብ ምጉዓዝ ክቑጠቡ ኣተሓሳሲባ፣ * ኣብ ጥቓ ዶብ ኤርትራን ትግራይን ዝርከቡ ነበርቲ ተጋሩ ብስግኣት ኲናት ካብ መረበቶም ዳግማይ ይመዛበሉ ምህላዎም ተገሊፁ፣ * ኣመሪካ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ሰላም ንምስፋን ዝዓለሙ ክልተ ረቂቕ ሕግታት ኣቕሪባ፣ መደብ ቃለመሕትት፥ * ኣብ ትግራይ ዘሎ ከቢድ ፖሎቲካዊ፡ ወተሃደራውን ቁጠባውን ኩነታት ንህዝቢ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ኣውሪድዎ ይርከብ። ኣብ ኣውስትራሊያ ዝነብሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ትግራይ'ውን ከም’ቲ ኣብ ምሉእ ዓለም ዘለዉ ተጋሩ ኣብ ሻቕሎት ይርከቡ። ነቲ ዘሎ ሕማቕ ኩነታት ደው ክብል ንማሕበረሰብ ዓለም ድምጾም ንምስማዕን ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝፍጸም መጥቃዕቲ ንምቅዋምን ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እዚ ኩነታት ንተጋሩ ኣውስትራሊያውያን ብኸመይ ይጸልዎም ከምዘሎን እቲ ዘሎ ስክፍታን ሻቕሎትን ኣመልኪትና ምስ ኣብ…
ዋዕላ ክሊማ COP31 ኣብ ምስግጋር ጸዓት ብዘይ ስምምዕ ተወዲኡ - ዕለታዊ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (23 ሕዳር 2026)
再生済みዕለታዊ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (23 ሕዳር 2026) * እቲ ናይ’ዚ ዓመት ዋዕላ ክሊማ ኮፕ31 ኣብ መደባት ምንካይ ተጠቃምነት ነዳዲ ቅሪተ ኣካላት (ፎሲል ፊውል) ናይ መወዳእታ ስምምዕ ገና ስለዘይበጽሐ ተወሳኺ መዓልታት ቀዳመ ሰንበት ክሰርሕ ተገዲዱ፣ * COP31 ኣብ ምስግጋር ጸዓት ብዘይ ስምምዕ ይውዳእ... * መንግስቲ ኣብ ናይ መወዳእታ ባይቶ ዝጋበኣሉ ሰሙን ናይ’ዚ ዓመት ሕጊ ከውጽእ ጸቕጢ ወሲኹ * ሓድሽ ኣሰልጣኒ ማንቸስተር ዩናይትድ ኣርጀንቲናዊ ሞውሪሲዮ ፖቸቲኖ ኣብ ቀዳማይ ግጥሙ ከቢድ ስዕረት ብሊቨርፑል ኣጋጢምዎ! #sbsaudiopodcast